top of page
ውሱን ግዜ: ኩሎም ዓበይቲ ኣብ ዲሲ ካብ ሰዓት 12:30-3:00 ናይ እንግሊዝኛ ትምህርቲ ክወስዱ ይኽእሉ!

እንግሊዝኛ ክመሃር ዝደሊ ግን ከኣ ንኣሽቱ ቆልዑ ዘይብሎም ሰብ ትፈልጡ ዶ? ንውሱን ግዜ ዝኾነ ኣብ ዲሲ ዝነብር ዓቢ ሰብ ካብ ሰዓት 12፡30-3፡00 ናይ ብሪያ ናይ እንግሊዝኛ ትምህርቲ ክወስድ ይኽእል። እዚ ድማ ቆልዑ ዘይብሎም ዓበይትን ወለዲ ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናትን የጠቓልል።

 

ትምህርቲ ካብ ሰዓት 12:30-3:00 ኣብ ፎርት ቶተን ሳይትና እዩ።

 

ተማሃሮ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ክነብሩ ኣለዎም።

 

ተገዳስነት ክህልዎ ዝኽእል ሰብ እንተፈሊጥኩም ንብሪያ ብቑጽሪ ስልኪ 202-232-7777 ደውሉላ ወይ መልእኽቲ ጽሓፉዋ።

© Briya PCS 2025

Click the Briya logo to go home

  • Instagram
  • Facebook
  • LinkedIn
  • YouTube
bottom of page